90.6K
Subscribers
6.44M
Views
202
Videos
31.88K
Views / Video
About the channel
ናይል ሚድያ ህልዊ ፍፃመታት ብመዘናጋዓይ መልክዑ ደረጅኡ ብዝምጥን ምድላው ይቐርብ። ንማሕበራውን ስነልቦናውን ህይወት ዝምጥኑ ሰሓብቲ መደባት ብምቕራብ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገዚፍ ትካል ንምህናፅ ተሊሙ ይንቀሳቐስ። ኣብ ኩለመዳያዊ ስራሕቶም ፅልዋ ዝፈጥሩ ሰባት ብምዕዳም ብመሳጢ ዕላል ተሞክሮኦም ዘካፍልሉ መድረኽ ተሃድሶ እዩ ናይል ሚድያ። ቀንዲ ዕላማ ናይል ሚድያ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ብፅፈትን ተሞክሮን ዝጎልበተ፣ ሰፊሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ምዝንጋዕ ቻነል ፈጢርካ ለውጢ ምምፃእ እንትኸውን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣረኣእያ፣ ፅዕንቶ ሓሳብን ፖለቲካዊ ውግንናን ናፃ ዝኾነ ናይ ኩሉ ሚድያ እዩ።
What do members think of Nile Media ናይል ሚድያ?
Your feedback is about the channel itself,
Loading…
Continue your exploration
Similar channels in the same tier 🚀
Random discovery